ትግርኛ (Tigrinya)

መንግስቲ ኲንስላንድ፡ እንግሊዝኛ ንዘይክእሉ ደወልቲ፡ ኣገልግሎት ትርጉም ይህብ እዩ።

ካብ ውሽጢ ኣውስትራልያ ትድውል እንተ ኣሊኻ

ናብ 1800 512 451 ደዊልካ በቲ እትደልዮ ቛንቋ ኣስተርጓሚ ኽትረክብ ሕተት።

ካብ ወጻኢ ሃገር ትድውል እንተ ኣሊኻ

ናብ +61 7 3022 6100 (+10 ሰዓታት UTC) ደዊልካ በቲ እትደልዮ ቛንቋ ኣስተርጓሚ ኽትረክብ ሕተት።

National interpreter symbol